ሓደ ንመሰል ህዝቢ`ዬ ዝቃለስ ዝብል ኣንጻር ህዝቡ ኣብ ዝግበር ኩናት ናይ ደገፍ ድምጺ ክህብ ደቂ ኣንድነታውያንን ስመራውያንን ናይ መጀመሪያ ኢዮም
ብ መብራህቱ ተወልደ፡ ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ሰለስተ ዓመታት፡ ማለት ጃንዳ ወያነ ተገዲዱ ስምምዕ ኣልጀርስ ካብ ዝፍርም ንደሓር፡ ወያነ ካብ’ቲ ብሚሽን ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዝተዋህበ ብይን ንምምላጥን ትሕዝቶ`ቲ ብይን ንምቕያርን ዘይፈተኖ ፈተነታት የለን። ሓደ ካብቲ ፈተነታቱ፡ ኩናት ክኸፍትይ’የ እንዳበልካ ሙግብዕባዕን ንማሕበረሰብ ዓለምን ኤርትራውያንን ምህዳድ’ዩ። ኣብ ኣፈጻጽማ ናይ`ቲ ውሳነ ዘሎ ዓሎቓትን ምርጋጽ ናይ’ቲ ፍትሕን ንጎኒ ገዲፍና ግን፡ […]
Continue Reading