ጻዕዳ ይጽናሕካ ምስ መንገዲ ኣየር የመን፡ ኣይ መርገም ኣይ ምረቓ (ሳልሳይ ክፋል)

ብ ድምጻዊ ጊደዎን በራኺ፣ እዛ ቆልዓ ሰራሕተኛ መገዲ ኣየር የመን፡ እተን ንሕማቕ ግዜ ኢለ ዓቂረየን ዝቀነኩ ከባቢ 200 ኤሮ ፥ ከም’ዛ ካብ ጅባኣ ዝሃበትኒ ኮይኑ ስለ ዝተሰምዓኒ። ብታሕጋስ ፍንጫሕ በልኹ።ቁሩብ ምስ ጸናሕኩ ግን ካሕሳ ናይ እቲ ኩሉ ዘከላቦትና ኢዩ።መደዓዓሲ ናይ’ቲ ኹሉ ዝሓለፈ’ዩ ኢለ ብዛዕባ ካልእ ውራየይ ክሓስብ ጀመርኩ። ድሮ እተን ዝወሰኽወን 2 ሰሙን ሓሊፈን ዕለት […]

Continue Reading

ጻዕዳ ይጽናሕካ ምስ መንገዲ ኣየር የመን፡ ኣይ መርገም ኣይ ምረቓ (ካልኣይ ክፋል)

ብ ድምጻዊ ጊደዎን በራኺ፣ ድሕሪ ክንደይ ሃሰውሰው ሓደ ቋንቋ እንግሊዝ ዝዛረብ በዓል መዚ መገዲ ኣየር የመን ተረኪቡ። ካብ እቲ በዓል መዚ ዝተረክበ ሓበሬታ ዘርዕድ’ዩ ነይሩ። እቲ በዓል መዚ ቃል ብቃላ “ኣብ ማዕከናት ዜና ከምትከታተልዎ ዘለኩም የመን ኣብ ኩናት ሓድሕድ ኢያ ዘላ። ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት ኣብዚ ኤርፖርት`ዚ ናይ ቶክሲ ምቕይያር ተገይሩ ነይሩ። ስለዚ ብሓደ ሓደ ተክኒካዊ […]

Continue Reading

ጻዕዳ ይጽናሕካ ምስ መንገዲ ኣየር የመን፡ ኣይ መርገም ኣይ ምረቓ (ቀዳማይ ክፋል)

ብ ድምጻዊ ጊደዎን በራኺ፣ ብሰንኪ ምቁራጽ በረራ መገዲ ኣየር ሉፍታንዛ ናብ ከተማ ኣስመራ፡ ጉዕዞይ ካብ ከተማ ፍራንኽፈርት ናብ ከተማ ኣስመራ ብመገዲ ኣየር የመን ክኸዉን ቁጠባዊ ዓቅመይ ደሪኹኒ ኢዩ። ስለዚ ብዕለት 20-06-2014 ከባቢ ሰዓት 05:00 ድሕሪ ቐትሪ ብሰዓት ሆላንድ ኣቆጻጽራ ጉዕዞይ ካብ ኣምስተርዳም ኣሃዱ’ኢለ ጀመርክዎ።ድሕሪ ናይ 6 ሰዓታት መኪና ምዝዋር ድማ ከባቢ ፍርቂ ለይቲ ከተማ ፍራንኽፈርት ኣተኹ። ሓደ […]

Continue Reading

Asmara Airport Reopens after Yemenia Airbus Incident

By TesfaNews, AN INCIDENT on Tuesday 29th April by Yemenia Airbus A330-200, flight IY-630 from Sana’a caused Asmara Airport to close temporarily. The incident happened after the plane landed and slowed safely on Asmara’s runway 07 and an attempt by the pilot to turn around and backtrack at the end of the runway to taxi, the nose and […]

Continue Reading