Tag Archives: Yemenia

Yemen Fast Falling at the Hands of Houthi Rebels

Sanaa fell into the hands of the Houthis, also known as Ansar Allah (supporters of God) more than a month after they entered the city peacefully. The Houthis were able to control the north of the capital, the international airport and the air base. They also gained control of all the military and security posts along the northern entrance to the city. Prime Minister tenders his resignation.
Sanaa fell into the hands of the Houthis, also known as Ansar Allah (supporters of God) more than a month after they entered the city peacefully. The Houthis were able to control the north of the capital, the international airport and the air base. They also gained control of all the military and security posts along the northern entrance to the city. Prime Minister tenders his resignation.

By Aljazeera,

A PEACE deal between Houthi rebels and government loyalists in Yemen appears to be in jeopardy, as the Houthis have taken control of government buildings and a radio station in Sanaa – and a major army base north of the capital.

On Sunday, the rebels took over a number of government buildings in the capital including the defence ministry’s headquarters, the Central Bank, some hospitals and a state-owned radio station.  Continue reading Yemen Fast Falling at the Hands of Houthi Rebels

ጻዕዳ ይጽናሕካ ምስ መንገዲ ኣየር የመን፡ ኣይ መርገም ኣይ ምረቓ (ሳልሳይ ክፋል)

ካብ ሆላንድ ናብ ኣስመራ፡ ብመንገዲ ኣየር የመን እንዳተጓዓዝኩ ካብ ዘጋጠመኒ

ድምጻዊ ጊደዎን በራኺ

እዛ ቆልዓ ሰራሕተኛ መገዲ ኣየር የመን፡ እተን ንሕማቕ ግዜ ኢለ ዓቂረየን ዝቀነኩ ከባቢ 200 ኤሮ ፥ ከም’ዛ ካብ ጅባኣ ዝሃበትኒ ኮይኑ ስለ ዝተሰምዓኒ። ብታሕጋስ ፍንጫሕ በልኹ።ቁሩብ ምስ ጸናሕኩ ግን ካሕሳ ናይ እቲ ኩሉ ዘከላቦትና ኢዩ።መደዓዓሲ ናይ’ቲ ኹሉ ዝሓለፈ’ዩ ኢለ ብዛዕባ ካልእ ውራየይ ክሓስብ ጀመርኩ።

ድሮ እተን ዝወሰኽወን 2 ሰሙን ሓሊፈን ዕለት 15-08-2014 ኮይኑ፥ ናብ ሆላንድ ዝምለሰሉ ዕለት ኣኺሉ ኣቕሑተይ ክጠራንፍ ጀመርኩ። ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝሓለፈ 3 ሰሙን ሰማይ ድሕሪ ቐትሪ ብግመ ተሸፊኑ ኣጋምሸት ክዘንብ’ዩ ቐንዩ። ሎሚ መዓልቲ ግን ከሙኡ ኣይነበረን። ምሸት ምስ ኮነ ከኣ’ሞ እታ ዓባይ ወርሒ ኣስመራ ምስ’ተን ዱሙቓት ከዋኽብቲ ደቓ ንዓይ ከፋንዋ ምስ ኣባጅጎ ዝተላዘባ ኮይኑ’ዩ ተሰሚዒኒ። ኣነ’ውን ከብደይ ሓቦጭቦጭ ‘ዳ በለኒ ተቛጺርኩም ኣለኩም ኣይበለና ኣብ ቀረባ ግዜ ተመሊሰ ክርኤክን’የ ምስ ነብሰይ ተቛጺረ ኣለኩ ኣብ ቀረባ ግዜ ዳግማይ ክርእየክን በልክወን ብልበይ። ብሓቒ ነገር ፓስታን ፒሳን (እንጀራ) ሕሱም ኮይኑኒ’ዩ እምበር፡ መሊሰ 2 ሰሙን ክውስኽ ኣይምጸላእኩን ነይረ። እንደገና ኸኣ መሊሰ 2 ሰሙን ተትስልስ’ውን ኣይምስተመነክዋን ኔረ ን ከተማ ኣስመራ።  Continue reading ጻዕዳ ይጽናሕካ ምስ መንገዲ ኣየር የመን፡ ኣይ መርገም ኣይ ምረቓ (ሳልሳይ ክፋል)

ጻዕዳ ይጽናሕካ ምስ መንገዲ ኣየር የመን፡ ኣይ መርገም ኣይ ምረቓ (ካልኣይ ክፋል)

ካብ ሆላንድ ናብ ኣስመራ፡ ብመንገዲ ኣየር የመን እንዳተጓዓዝኩ ካብ ዘጋጠመኒ

ድምጻዊ ጊደዎን በራኺ

ድሕሪ ክንደይ ሃሰውሰው ሓደ ቋንቋ እንግሊዝ ዝዛረብ በዓል መዚ መገዲ ኣየር የመን ተረኪቡ። ካብ እቲ በዓል መዚ ዝተረክበ ሓበሬታ ዘርዕድ’ዩ ነይሩ። እቲ በዓል መዚ ቃል ብቃላ “ኣብ ማዕከናት ዜና ከምትከታተልዎ ዘለኩም የመን ኣብ ኩናት ሓድሕድ ኢያ ዘላ። ቅድሚ ሰለስተ መዓልታት ኣብዚ ኤርፖርት`ዚ ናይ ቶክሲ ምቕይያር ተገይሩ ነይሩ። ስለዚ ብሓደ ሓደ ተክኒካዊ ጸገማትን ንድሕንነትኩም ክንብልን ግዜ በረራኩም ተቀይሩ ኣሎ።” በለና።

ኣስዒቡ፡ “ጽባሕ ንግሆ ልክዕ ሰዓት 6:00 ናብ ከተማ ኣስመራ ክንበርር ኢና ” በለና። ስምዒታትና ኣብ ክልተ ተፈራረቀ። በቲ ሓደ ወገን እቲ ተመዲቡ ዝነበረ ሰዓታት ንበረሉ ምድንጓዩ ኣባሳጨወና ። በቲ ሓደ ወገን ከኣ፡ ህይዎትና ከድሕኑ ኢሎም ዝተላእኩ መልኣክቲ ኮይኖም ተሰሙዑና። ግን ድሕሪ ቁሩብ ሰዓታት ናብ ካልእ ሃገራት ዝበራ ነፈርቲ ክበራ ስለ ዝተዓዘብና ሕርቓና ገንፈለ። እቶም መሳኪን ሰራሕተኛታት መገዲ ኣየር የመን ሽዑ ለይቲ ተመዲቦም ዝነበሩ ከረጋጉኡና ኩሉ ዝካኣሎም ገበሩ። ሕሉፍ ሓሊፍዎም ምስ ሓላፊኦም ብተለፎን ከራኩቡና ፈቲኖም ኣይሰለጦምን። ነቶም ኣብ ኣስመራ ዝቅበሉና ኣሕዋትናን ፈተውትናን፡ ቀንፈዘው ኢሎም ክጽበዩ ከየምስዩ፡ ብዘይ ዝኾነ ክፍሊት ካብ ሞባይል ተለፎኖም ናብ ኤርትራ ክንድውል ኣፍቂዶሚልና ነይሮም።ረቢ ይባርኮም።  Continue reading ጻዕዳ ይጽናሕካ ምስ መንገዲ ኣየር የመን፡ ኣይ መርገም ኣይ ምረቓ (ካልኣይ ክፋል)

ጻዕዳ ይጽናሕካ ምስ መንገዲ ኣየር የመን፡ ኣይ መርገም ኣይ ምረቓ (ቀዳማይ ክፋል)

ካብ ሆላንድ ናብ ኣስመራ፡ ብመንገዲ ኣየር የመን እንዳተጓዓዝኩ ካብ ዘጋጠመኒ

ድምጻዊ ጊደዎን በራኺ

ብሰንኪ ምቁራጽ በረራ መገዲ ኣየር ሉፍታንዛ ናብ ከተማ ኣስመራ፡ ጉዕዞይ ካብ ከተማ ፍራንኽፈርት ናብ ከተማ ኣስመራ ብመገዲ ኣየር የመን ክኸዉን ቁጠባዊ ዓቅመይ ደሪኹኒ ኢዩ። ስለዚ ብዕለት 20-06-2014 ከባቢ ሰዓት 05:00 ድሕሪ ቐትሪ ብሰዓት ሆላንድ ኣቆጻጽራ ጉዕዞይ ካብ ኣምስተርዳም ኣሃዱ’ኢለ ጀመርክዎ።ድሕሪ ናይ 6 ሰዓታት መኪና ምዝዋር ድማ ከባቢ ፍርቂ ለይቲ ከተማ ፍራንኽፈርት ኣተኹ። ሓደ ለይቲ ምስ ሓወይ ሓዲረ ንጽባሒቱ ኣራፊደ ኣብ መምዘኒ ቦታ መገዲ ኣየር የመን ፍራንኽፈርት በጻሕኩ።

ብዙሓት ኤርትራውያን ደው ኢሎም ስለዝረኣኩ ቁሩብ ደንጉየ ምምጻኤይ ግዳይ ነዊሕ ሪጋ ከይኸዉን ሰጋእኩ። ግን ተመስገን ፈጣሪ፡ ከም ዝፈራሕኵዎ ኣይነበረን። ካብ’ቶም ገያሾ’ቶም ጥረ ገንዘብ ፥ ናይ ሓደራ ደብዳቤ ፥ መድሃኒት ወዘተርፈ ከማልኡ ዝመጹ ይበዝሑ ነይሮም። ድሒረ ከም ዝፈለጥኽዎ፡ ኣብ ኤርፖርት ፍራንኽፈርት ልሙድ ተርእዮ ኢዩ። ኣነ ወዲ ገርሂ ልባ መስመር ፍራንኽፈርት ኣስመራ ፥ ንመጀመርያ ግዜ ይጓዓዘሉ ብምንባረይ፥ ተገሪሄ ንሰለስተ ሰባት ጨጉረዪ ‘ሓከፍ ሓከፍ’ እንዳ በልኩ ተሰኪፈ መልእኽቶም ተቀበልኩዎም። ድሕሪ ሰለስተ መልእክትታት ምቅባለይ ግን፡ ኣነ’ዉን ከምቶም ሙኩራት ገያሾ ፍራንኽፈርት ኮይነ።ንገሊኦም “ኣነ’ዉን ከማልእ’የ መጺኤ’’ ንገሊኦም ኸኣ“ንዓይ’ዉን ሚዛን በዚሑኑ ኢዩ ዘሎ” እንዳ በልኩ ኣፋነክዎም።  Continue reading ጻዕዳ ይጽናሕካ ምስ መንገዲ ኣየር የመን፡ ኣይ መርገም ኣይ ምረቓ (ቀዳማይ ክፋል)

Asmara Airport Reopens after Yemenia Airbus Incident

Safely towing Yemenia A330-200. It was repaired and flown back to Yemen on May 1st

By TesfaNews,

AN INCIDENT on Tuesday 29th April by Yemenia Airbus A330-200, flight IY-630 from Sana’a caused Asmara Airport to close temporarily.

The incident happened after the plane landed and slowed safely on Asmara’s runway 07 and an attempt by the pilot to turn around and backtrack at the end of the runway to taxi, the nose and left main gear went off the runway, damaging and disabling the aircraft.

All the passengers and crew members on board, however, are reportedly safe.  Continue reading Asmara Airport Reopens after Yemenia Airbus Incident