ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ተጻባኢ : ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!

ክብሮም ዳፍላ መን ኢዩ? መበገሲ ዕምላዓኡ ኸ እንታይ ኢዩ?   ብ ዘርኣይ ሰሎሞን፡ ተጻብኦታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንንውትን፡ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፡ ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሽቶን ዕላማን ክዓግት ዝኽእል፡ ግዙፍ ይኹን ደቂቕ በሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ ግን፡ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፡ ስድሪ`ውን ትኹን […]

Continue Reading

President Isaias Receives Credentials of 11 Envoys

BY SHABAIT President Isaias Afwerki today received at the Denden Guest House the credentials of 11 Ambassadors. The Ambassadors who submitted their credentials are: Mr. Aykut Kumbaroglu of Turkey, Mr.Yang Zigang of the People’s Republic of China, Mr. Joff Otieno Makowenga of the Republic of Kenya, Mr. Raza Bashir Tarar of the Islamic Republic of […]

Continue Reading

ውሳነታት መበል 12 ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ

ካብ መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን: መበል 12 ዋዕላ ምንቅስቓስ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ፡ ካብ 24 – 28 ሚያዝያ 2016፡ ”ውሁድ መኸተ ንልምዓትን ውዱን ሽርክነትን!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ሪፓብሊክ ኢጣልያ ተቓኒዑ። ኣብ ዋዕላና ካብ ውሽጢ ኤርትራን 15 ሃገራት፡ ኣፍሪቃ፡ ኤውሮጳ፡ ማእከላይ ምብራቕ፡ ኣሜሪካን ካናዳን ዝመጻእና 500 መንእሰያትን ዕዱማትን ተሳቲፍና። ኣብ ዋዕላና፡ ብጻይ የማነ ገብረኣብ […]

Continue Reading

ኤርትራውያን ንኽንህሉ ምቅላስ : ንኽንቃለስ ሓይሊ : ንኽንሕይል ሓድነት የድልየና

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ: ኣብዛ እንነብረላ ዓለም ዝኾነ ፍጡር ንኽነብር ሓይልን ሜላ ናይ ምንባርን የድልዮ ። እዘን ነገራት እዚኤን ምስ ዘይውንን ግን ካብ ምድረ ገጽ ንኽጠፍእ ግዜ ኣይወስደሉን እዩ። እዚ ዋላ እኳ ምስኦም ዝውለድ እንተኾነ ኣብ ጉዕዞ ህይወት ካብ ተሞክሮ ዘጥርዮም ኣገደስቲ ናይ ምንባር ሜላ ንኸጥርዩ ውን ኣኽኢልዎም እዩ ። ኣብቲ ኣራዊት መሮርን ኣዕዋፍን ዝነብርሉ ቦታታት […]

Continue Reading

12th Euro YPFDJ Conference to be Held in Italy

By YPFDJ Europe, The Young People’s Front for Democracy & Justice (YPFDJ), an Eritrean youth organisation in the Diaspora – will be holding its annual conference from 24th – 28th of March 2016 in Italy. This conference which is going to be the 12th consecutive Annual Conference in Europe, will be attended by 550 participants […]

Continue Reading

መንእሰያት ህግደፍ ጨ/ሰሜን ኣመሪካ፡ ንፕሮጀክት “ሓደ መንበቢ ታብለት ንሓደ ተመሃራይ” ዝውዕል 33 ሽሕ ዶላር ወፍዮም

ካብ ሓዳስ ኤርትራ፡ ተሳተፍቲ መበል 11 ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ጨንፈር ሰሜን ኣመሪካ፡ ኣታዊኡ ንፕሮጀክት “ሓደ ኤለክትሮኒካዊ መንበቢ ንሓደ ተመሃራይ” ዝውዕል 33,275 ዶላር  ወፍዮም። ብምትሕብባር ኣባላት ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ኣሜሪካውያንን መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ምስ ማእከል ምርምርን ስነዳን ህግደፍ ኣብ ምፋርቕ 2012 ብውሱን ዓቕሚ ዝተጀመረ ፕሮጀክት “ሓደ መንበቢ ንሓደ ተመሃራይ”፡ ሎሚ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ […]

Continue Reading

ERITREA: No Weapon Can Defeat a People Decided to be Free

By Sophia Tesfamariam, ERITREA’S Independence came in 1991 when the Eritrean People’s Liberation Front’s (EPLF) army rolled into Asmara, the Eritrean capital, ending the 30-yr armed struggle for independence. Eritrea’s independence was accepted by the US led international community with great reluctance, and for the last 24 years, there have been several attempts to thwart […]

Continue Reading