ታሪኽ ዘርአይ ደረስ ፡ ፍርቁ ጽንጽዋይ
ብ መኮንን ተስፋይ (ትርጉም)፡ ኣብ መፋርቕ 2014 ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ “ታሪኽን ጽንጽዋይን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ኣዳራሽ ECC (Eritrean Community Center) ምስ ኤርትራውያን ሓጺር ጻንሖት ጌረ ኔረ። ኣብቲ ሰሚናር ካብ ዝተፋለጥኩዎም ሰባት ሓንቲ ሶፍያ ተስፋማርያም ነበረት። ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ዳግማይ ተራኺብና ከነዕልል እንከለና እግረ መንገድና ዘርኣይ ደረስ ናይ ቀረባ ዘመዳ ከም ዝኾነ ኣዕሊላትኒ […]
Continue Reading