ነቲ ናይ መጀመርታ መወዳእታ፡ ካልኣይ ትንሳኤ ባቢሎን ኣብ ኤርትራ (1ይ ክፋል)

News ትግርኛ
ኪዳነ ክፍሉ መን'ዩ? መንከ ቐተሎ? መቕተልቱ ኣብ ምፍንጫል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተራ ኔሩዎ ዶ ኔሩ?
ኪዳነ ክፍሉ መን’ዩ? መንከ ቐተሎ? መቕተልቱ ኣብ ምፍንጫል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተራ ኔሩዎ ዶ ኔሩ?

ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት

ሰላም ከመይ ቀኒኹም:: ንነዊሕ እዋን ጽሑፋትና ኣቛሪጽና ጸኒሕና ኢና: ዝበሃል ሲኢና ዘይኮነ: ዝደራረብ ዘሎ ዝተሓላለኸ ጉዕዞ ዳህሳስ ከባቢናን: ውሽጢ ልብናን ምፍታሽ ስለ ዝደለና ኢዩ::

እቶም ክስተታት ብዙሓት ኢዮም:: ነትን ከይመለስካ: ናብትን ከይሓተትካ: በዚን ከይፈተሽካ ማዓልቦ ንምብጻሕ ዘድልዮም ውስጠዘታት: እልቢ! እልብታት!!! ኮይኖም ናብ ዝዝፍዘፍሉ ዘለዉ ዘመን: ኪኖ ጽን ኢልካ ምስትውዓል: ገጥ ኢልካ ትሓልፎም ጥራይ ዘይኮነ: ምጥርጣር ልብታትና ኣዋዲድና: ንጠርጠራና ናብ ጭቡጥ ሓቂ ንምምጻእ: ብድሆ ንብለሉ ህሞት ኢዩ እዚ ህሞት እዚ::

Babilon


– – – – –