ሪፖርታጅ: ኣኼባ ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ቫካሮ) ካብ ከተማ ሮተርዳም

News Opinions

“እዚ ሕጂ ዝሕብረኩም ዘለኹ ጥብቂ ሚስጢር እዩ። ኣነ ባዕለይ ካብ ምሉእ ዓለም ብዝመረጽክዎም ሽዱሽተ ሰባት ብምምኽኻርን፡ ካብ ዘለኒ ተሞክሮን፡ ካብ ነዊሕ እዋን ምስ ዓዲ ጥልያን ናይ ሲሲሊያ ማፍያታት ጽኑዕ ርክብን ብምውሕሓድ፡ ነቲ ኣቐዲሙ ክቐትለኒ ዝሓስብ ዘሎ ኢሰያስ ብፍሉይ ስርሒት፡ ኣብ ውሽጢ ክልተ ወርሒ ክቐትሎ እዬ። ኣብ መዓልቲ ናጽነት’ውን ብህይወት ክህሉ ከም ዘይክእል የረጋግጸልኩም።” ወዲ ቫካሮ

The aging rabid dog Wedi Vakaro is now one certified idiot too

The aging rabid dog Wedi Vacaro proved himself to “doubters” that he is one of ‘our’ certified idiots

ዮሴፍ ሃይለ ገብረመድህን (ዓይኒ ዑንቂ)

ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ እናዘረ ንዝተሓብአ ሚስጥራትን እከይ ጉዳት ስርዓት ህግደፍ ንኸቓልዕ ካብ ጥፋኣት መንእሰያት ቀዝሒ ደሴት ላምፓዱዛ ዝተወልደ በሃር መድሕን ናብ ኤርትራዊ ተቐልቒሉ ኣሎ ዝብል ነግሒ ስለ ዝዓበየ፡ ተሳታፋይ ካብቲ መድሕን ዝተባህለ ኣቶ ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ቫካሮ)፡ ዝቃላዕ ጉዳት ስርዓት ህግደፍን ዝወሃብ ኣስተምህሮታትን ንምስማዕ ካብታ ኣስታት ልዕሊ ሸውዓተ ሽሕ ኤርትራዊ ዝቕመጥዋ ነዘርላንድ፡ ካብ ጻት ንጻት ብዝተካየደ ጻውዒት ኣስታት ከባቢ 100 ዝኸውን ሰብ ብዕለት 01-03-2014 ንክሳተፍ ናብ ኣዳራሽ ካበየ ቦትኡ ወሓዘ።

ኣኼባ ልክዕ ሰዓት ክልተ ከም ዝጅምር ኢዩ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ እዋኑ ኸኣ ተጀሚሩ። መራሕ መደብ ናይቲ ኣኼባ ኣቶ ተስፋዝጊ ይትባረኽ ነቲ መድረኽ ድሕሪ ምቁጽጻሩ፡ ነቲ ተሳታፋይ ጽጥታ ንኽሰፍን ድሕሪ ምሕባር ኣቶ ተወልደ ወዲ ቫካሮ ኣኼባ ከካይድ መጺኡ ከም ዘሎ ንተሳተፍቲ ድሕሪ ምሕባር፡ ምስ ነብሱ ከላሊ ጀሚሩ። 

Download (PDF, 91KB)

– – – – – – – – – – – – – – – – – – – – –