ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ሽርክነትን ወፍርን ዘተኰረ ርክባት፡ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ-ስልጣን ናይ ወፍሪ ትካላት ኣካዪዱ
ኣብ ቻይና ወግዓዊ ምብጻሕ ዝፍጽም ዘሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ሎሚ ናብ ኣገደስቲ ቦታታትን ትካላትን ልምዓት ዑደት ብምክያድ፡ ኣብ ሽርክነትን ወፍርን ዘተኰረ ርክባት፡ ምስ ዝተፈላለዩ ሰበ-ስልጣን ናይተን ትካላት ኣካዪዱ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ብኣካየድትን ሰራሕተኛታትን ተሰንዩ፡ ኣብ ምፍራይን ምምስራሕን ቃንጥሻ ዝነጥፍ ኩባንያ ባዮቴክኖሎጂ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምፍራይ ንፋሳዊ፡ ጸሓያዊ፡ ሃይድሮጅናዊ፡ ተተካኢ ጸዓት፡ ኒኲሌሳዊ ጸዓትን ተሓዳሲ ጸዓትን ዘጠቓልል ምዕቡል መሳርሒታት ዘፍሪ […]
Continue Reading