ብኸዳዓት ደቂ ሃገር ዓንዲ ጽንዓትና ኣይንቕነቕን እዩ!

ብተስፋማርያም ሓጎስ: ህዝቢ ኤርትራ ንኣማእት ዓመታት ብዝተፈላለዩ ገዛእቲ ሓይልታት ንምግላጾም ዘስካሕክሑ ግፍዕታት ወሪድዎ እዩ ። ኩሎም እቶም መሬት ኤርትራ ዝረገጹ ገዛእቲ ሓይልታት ነናቶም ካብ ኣእምሮ ህዝቢ ኤርትራ ዘይጠፍእ በሰላ ጥራይ ዘይኮነስ ንውሉድ ወለዶታት ብምረት ዝዝከር ዘሎ እዩ ። ብፍላይ እቲ ዘመነ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣስካሕካሒ ኣረሜናዊ ግፍዕታት ካብቲ ኣሜሪካውያን ኣብ ልዕሊ ተጋደልቲ ቬትናም ዘውርድዎ ዝነበሩ […]

Continue Reading

ሃገርና ኤርትራ ምስሊ ናይቶም ትሽዓተ ብሄራታ እያ!

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ፡ ሃገር ማለት ንስኻ ማለት እኳዩ ! ሃገር እታ ንስኻ ካብ ማህጸን ኣዴኻ ውጽእ ምስ በልካ ናይ መጀመርያ ኣየር ዘተንፈስካላ ፣ ዕትብትኻ ዝተቐብረትላ እያ ። ኣዴኻ እታ መሬት ዝሃበታ እናበልዐት ንስኻ ጡባ እናጠቦኻ ዝዓበኻላ እኮ ንሳ እያ እታ ሃገር። እወ ንሳ እያ እታ ንስኻ ገና ፍሑኽ ፍሑኽ ክትብል ምስ ጀመርካ ሓመዳ እናለሓስካ ዝዓበኻላ […]

Continue Reading

ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ! (ካልኣይ ክፋል)

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ኣብ’ዚ ካልኣይ ክፋል መቐጸልታ ጽሑፍና ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ንዘለዎ ሓቅታት ከምቲ ልሙድ ክንጋልህ ኢና። ኣብ’ዚ ከም ፍሉይ ሕታም ጌርና እነቕርቦ ዘለና ናይ ምቅላዕን ምግላጽን ጽሑፍ፡ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራን፡ ካብ ቅድሚ ነጻነት ኣትሒዞም ዝሓልፍዎ ዝነበሩ ኩነት፡ ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን’ውን፡ ህዝብን መንግስትን ሃገርን ኤርትራ ዝሰግርዎ ዘለዉ […]

Continue Reading

ስርዓት ወያነን ኣሳሰይቶምን ሕጂኸ ናበይ

ብ ሕድሩ ዑቕባትንሳኤ: እታ ኩሉ ጠማቲኣ ዝኾነት ውቅብቲ ኣፍሪቃዊት ኤርትራ ፡ ድሮ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ብዙሕ ማሕለኻታት እዩ ተጻዊዱላ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ዘሕለፎ ናይ ሰላሳ ዓመታት መሪር መስዋእቲ ፡ ሳላ እቶም ኣብ ከርሳ ሰፊሮም ዘለዎ ጀጋኑ ሰማእታት ፡ ካብ መግዛእታዊ ኣርዑት ተገላጊሉ ምስታ ግሎባዊት ዓለምና ክጽንበር ኪኢሉ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ንኹሉ ጸገማት መግዛእቲ በዲሁ ነታ ተወሊዱ ዝዓበየላን […]

Continue Reading

ውሳነታት መበል 12 ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ

ካብ መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን: መበል 12 ዋዕላ ምንቅስቓስ መንእሰያት ህግደፍ ኤውሮጳ፡ ካብ 24 – 28 ሚያዝያ 2016፡ ”ውሁድ መኸተ ንልምዓትን ውዱን ሽርክነትን!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ሪፓብሊክ ኢጣልያ ተቓኒዑ። ኣብ ዋዕላና ካብ ውሽጢ ኤርትራን 15 ሃገራት፡ ኣፍሪቃ፡ ኤውሮጳ፡ ማእከላይ ምብራቕ፡ ኣሜሪካን ካናዳን ዝመጻእና 500 መንእሰያትን ዕዱማትን ተሳቲፍና። ኣብ ዋዕላና፡ ብጻይ የማነ ገብረኣብ […]

Continue Reading

ትሽዓተ ብሄራት ክልተ ሃይማኖት ኣብ ትሕቲ ጽላል ሓንቲ ባንዴራ

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ: ኤርትራ ብትሽዓተ ብሄራትን ክልተ ሃይማኖት ዝቖመት ሓንቲ ካብተን ነኣሽቱ ግንከ ብጽንዓታን ሓይላን ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ እትስራዕ ሃገር እያ ። ናይ ታሪኽ መዛግብቲ ምስ እንፍትሽ ህዝቢ ኤርትራ ካብቶም ንኹሉ ንህላዌኦም ዝጻብኡ ወረርቲ ፈጺሙ ዘይተምበርከኸ ሓያል ህዝቢ ምዃኑ ንዕዘብ ። ሽሕኳ ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ እንተ ኣተወ ፈጺሙ ንጸላእቱ ዘይረዓመ ሓያል ህዝቢ ምዃኑ […]

Continue Reading

ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ!

ብ ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡ ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና ፡ ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ እዚ ናይ 25 ዓመታት ነጻነቱን ሓርነቱን፡ ድሮ ምድላው ጽንብል ቡሩራዊ ኢዩቢዩል ምርኩስ ብምግባር፡ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ንዘለዎ ሓቅታት ክንጋልህ ኢና። ኣብ’ዚ ከም ፍሉይ ሕታም ጌርና እነቕርቦ ዘለና ናይ ምቅላዕን ምግላጽን ጽሑፍ፡ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራን፡ ካብ […]

Continue Reading

ኤርትራውያን ንኽንህሉ ምቅላስ : ንኽንቃለስ ሓይሊ : ንኽንሕይል ሓድነት የድልየና

ብ ተስፋማርያም ሓጎስ: ኣብዛ እንነብረላ ዓለም ዝኾነ ፍጡር ንኽነብር ሓይልን ሜላ ናይ ምንባርን የድልዮ ። እዘን ነገራት እዚኤን ምስ ዘይውንን ግን ካብ ምድረ ገጽ ንኽጠፍእ ግዜ ኣይወስደሉን እዩ። እዚ ዋላ እኳ ምስኦም ዝውለድ እንተኾነ ኣብ ጉዕዞ ህይወት ካብ ተሞክሮ ዘጥርዮም ኣገደስቲ ናይ ምንባር ሜላ ንኸጥርዩ ውን ኣኽኢልዎም እዩ ። ኣብቲ ኣራዊት መሮርን ኣዕዋፍን ዝነብርሉ ቦታታት […]

Continue Reading