
VOA Tigrinya Program
ዳንኤል ትኽለሃይማኖት ሓደ ካብቶም ብደረጃ ኣህጉር ተወዳደርቲ ኾይኖም ንኤርትራ ኽፀውዕዋ ዝኸአሉ ስፖርተኛታት ሓደ’ዩ።
ወዲ 22-ዓመት ዝኾነ ተቀዳዳማይ ብሽክለታ ዳንኤል ትኸለሃይማኖት ኣብ ቀረባ ብዘኻየዶ ውድድር ዙር ሩዋንዳን ሻምፕዮን ኣፍሪቃን ብናይ ግዜ ብናይ ብሉፅ መንእሰይን ከምኡ’ውን ብናይ ቕፅበታዊ ውድድር ቐዳማይ ብምውፃእ ኣብ 2012 ኣብ ሎንደን ኣብ ዝካየድ ውድድር ኦሎምፒክ ኽሳተፍ ዘኽእሎ ነጥቢ ረኺቡ’ሎ።
Click HERE to Listen
—