ሕዱር ዓሻ እንክልብም: ኣብ ጥፍራርያ ይሕባእ

News ትግርኛ
ጓህሪ ኢየ ዝብል እንተፈከረ ፡ ሓሙኽሽቲ ኢዩ ትርፉ!!!
ጓህሪ ኢየ ዝብል እንተፈከረ ፡ ሓሙኽሽቲ ኢዩ ትርፉ!!!

ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት

ኣብ’ዚ ዘለናዮ ዘበነ ዓውሎማ 21 ክፍለ ዘመን: ነበረያ ነበረ ዝዝንተወሉ: ጽላለ ንቡር ተወሲዱ: ብዕራይ:- መላእ ኮይኑ ወለደ:: ህበይ ‘ውን ሰብ ኮይኑ ነገደ: ዝበሃለሉ ዘበን ኣይኮናን ዘለና:: ዘበነ ቑርዲድ ሰጊርናዮ ኢና:: ነዚ ክንሰግር ግን: ብዙሕ ክነግር ኣይኮነን ዘድልየና ነይሩ: እንታይ ድኣ? ኣብ ባይታ ብተወፋይነት ክንረባረብ ኢዩ ዝሓተና ነይሩ::

Hidur Asha


– – – – –