ማይ ከም ዝዓሞኽናሲ፡ ወይጦታት ደብረዘይትን ኣዋሳን ባንዴራ ኢትዮጲያ ከንበልብላ ጀሚረን?

News ትግርኛ
ከምዛ ወኻሪያ መዓስ ኢዩ ፍረ ነብሲ ዝራብዕ ዝወድቅ እንዳበለት ፍረ ነብሲ ዝራብዕ ርእያ ደድሕሪ ዝራብዕ ትኸይድ፡ ወይጦታት ወኻሪያ ደርብረዘይትን ኣዋሳን ድማ፡ ንኢሳያስ ከውድቀሎም፡ ደድሕሪ`ቲ ገና ነንብሱ ሓራ ዘየውጽአ ወያነ ትኸዳ ዘለኽን፡ ካብ ሎሚ ጀሚርክን መዓኮርንክ ሓልዋ። ሓለንጋ ሰውራ ኣብ ዘዘልኽንኦ ከተረኻኽበልክን ስርሓ ጀሚራ ኣላ።
ከምዛ ወኻሪያ መዓስ ኢዩ ፍረ ነብሲ ዝራብዕ ዝወድቅ እንዳበለት ፍረ ነብሲ ዝራብዕ ርእያ ደድሕሪ ዝራብዕ ትኸይድ፡ ወይጦታት ወኻሪያ ደብረዘይትን ኣዋሳን ድማ፡ ኢሳያስ ክውድቀሎም፡ ደድሕሪ`ቲ ገና ነንብሱ ሓራ ዘየውጽአ ወያነ ይኸዳ ኣለዋ፡፡ ሃዬ ካብ ሎሚ ጀሚርክን መዓኮርንክ ሓልዋ። ሓለንጋ ሰውራ ኣብ ዘዘልኽንኦ ከተረኻኽበልክን ስርሓ ጀሚራ ኣላ።

ካብ መስከረም ዶት ኔት

ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ፡ ንሃገረ ኤርትራ ወሪርና ነመንግስቲ ኤርትራ ካብ ስልጣን ክንኣልዮ ኢና ዝብል ዘረባ ምስ ኣስመዔ፡ ወይጦታት ደብረዘይትን ኣዋሳን ባንዴራ ኢትዮጲያ ከንበልብሉ ጀሚሮም ኣለዉ፡

ምግቡዕባዕ መንግስቲ ኢትዮጲያ፡ ነቶም ኣብ ቀሚሽ ለውጢ ተኸዊሎም ዝነበሩ ከዳዓት ኣብ ቃልዕ ክውጽኦም ክኢሉ ኣሎ። እዞም ወይጦታት፡ ኣብ ልዕሊ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ድሮ ኩናት ጀሚሮም ስለ ዘለዉ፡ ምስኦም ኣብ ኩናት ክንሽመም ክንግደድ ኢና። 

ሃይለማሪያም ደሳለኝ፡ ንምንታይ ከምዚ ዓይነት ድፍረት ኣብ ልዕሊ ሃገርናን ህዝብናን ክስንዝር መሪጹ፡ ንዑኡን ንመንግስቲ ኢትዮጲያን ዝምልከት እዃ እንተኾነ፡ ንዓና ንኤርትራውያን ግን ኣብ ናይ ሃገር ምክልኻል መድረኽ ኣሰጋጊሩና ኢዩ።

– – – – – –

በዚ ኣጋጣሚ`ዚ፡ ተስፋ ኒውስ፡ ከም ወትሩ ኣብ ጎድኒ ህዝብን መንግስትን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ደው ክምንብል ብወግዒ ነፍልጥ። ባሕ ዘይበሎ እንተሎ ይተሓነቅ!!

ዓወት ንሓፋሽ!!