“A lot of (Social) media attention in our country for sudden increase of Eritrean refugees + football teams to Netherlands” – @susanblankhart, Netherlands Ambassador to Sudan

By Eritrea Holland Media,
ሃገር ማለት አንታይ ማለት ኢዩ?
ንሓንቲ ሃገር ከም ሃገር ከጸውዓ ዝኽእል መለኪዒታት ክህለዋ ኣሎ። ንኣብነት ፍሉይ መለለይ ዘለዎ ህዝቢ፣ ናይ ገዛእ ርእሳ ባንዴራ፡ መራሒ ሃገር ከምኡውን ልኡላዊ መሬታ ፍሉጥ ዝኾነ ሕንጹጽ ከባቢ ገለ ክፋል ካብ ናይ ሓንቲ ሃገር መለለይ ኢዮም። ተወሳኺ ኣምር ናይ ሃገር ከም ኩሉ ናይ ገዛእ ርእሳ ታሪኽ፡ ባህሊ፡ ቝንቝ፡ ዝተቓራረብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ኣቀማምጣ፥ ናይ ሓባር ፖለቲካዊ ቁጠባዊ ስርዓት፡ ናይ ሓባር ጆኦግራፍያዊ ኣቀማምጣ ገለ ካብቶም ቀንዲ መለለይ ሃገር ኢዮም።
ኣብ ዓለም ዘለዋ ሃገራት ንኣማጻጽኣ ዝምልከት ነናይ ገዛ ርእሰን ታሪኻዊ መስርሕ ኢየን ሓሊፈን። ንኣብነት ደቡብን ሰሜንን ኣሜሪካ ቅድሚ ከልተ ሰለስተ ክፍለ ዘመን ክሎምቦስ ናብ ህንዲ ዝሓሰቦ ብሃንደብት ምስ ዝረኸቦ መሬት በብቑሩብ ሰብ ክሰፍሮ ምስ ጀመረ ናብ ሃገራት ተምሰሪትን።
– – – – – – – – –
The views expressed in this article are the author’s own
– – – – – – – – –